ቋንቋ እብራይስጢ
ሴማዊ ቋንቋ ብቐዳምነት ኣብ እስራኤል ዝዝረብ / From Wikipedia, the free encyclopedia
እብራይስጢ (Lua error in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'.፣ ኣደማምጻ፦ /እቭሪት/ ( ስማዕ))፣ ሓደ ካብ ሴማዊ ቋንቋታት ኮይኑ ካብ ዓለም አቲ ዝነውሐ ዕድመ ዘሎዎ ክሳብ ሕጂ ዝዝረብ ዘሎ ቋንቋ እዩ። ሞይቱ ዝተንሰአ ቋንቋ ተባሂሉ ውን ይጥቀስ። አዚ 24 ፊደላት ዘለዉዎ ቋንቋ አዚ አቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንመጀመርያ ግዜ ዝተጻሕፈሉ ቋንቋ አዩ። ቋንቋ እብራይስጢ ዝበዝሕ ቃላቱ ከም መብዛሕቶኦም ሴማዊ ቋንቋታት ብ ሰለስት ፊደላት ዝተሰረተ እዩ ። ምስ ግዕዝ፣ ትግርኛ፣ ትግረ(ትግራይት)፣ ኣምሓርኛ፣ ኣራማይስጢ፣ ዓረብን ዝኣመሰኡ ሴማውያን ቛንቋታት ድማ ደሓን ዝኾነ ተመሳሳልነት ኣለዎ።
ጀምር! እዚ ሓጺር ጽሑፍ ብዛዕባ ቋንቋ መሰረት ወይ መዋቕር እዩ። ሕጂ ከተስፍሖ ትኽእል ኢኻ/ኺ! |
ቅልጡፍ ሓቅታት እብራይስጢ, ዝዝረብ ኣብ ...
እብራይስጢ | ||
---|---|---|
עִבְרִית፣ /እቭሪት/ | ||
ዝዝረብ ኣብ | እስራኤልን ኣይሁዳዊ ማሕበረ-ሰባት ኣብ መላእ ዓለምን። | |
ተዛረብቲ | 8,049,300 (2015) | |
ስድራ ቤት |
ኣፍሮ-ኤስያዊ | |
ጽሕፈት | እብራይስጢ | |
ወግዓዊ ኩነት | ||
ወግዓዊ ኣብ | እስራኤል | |
ኮዳት | ||
ኣይሶ 639-1 | he | |
ኣይሶ 639-2 | heb | |
ኣይሶ 639-3 | heb | |
| ||
ዕጸው