ካራካስ
ርእሰ ከተማ ቬኔዝዌላ / From Wikipedia, the free encyclopedia
ካራካስ (ብስጳንኛ፦ Caracas)፣ ርእሰ ከተማን ዝዓበየት ከተማን ቬኔዝዌላ እያ። ካብ መበል 19 ዘመን ከም ማእከል ፖለቲካውን ቁጠባውን ሓይሊ ቬኔዝዌላ ተቖጺራ እያ።
ቅልጡፍ ሓቅታት ካራካስ, መስተማእዛኒታት ...
ካራካስ | |||||||||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ርእሰ ከተማ ቬኔዝዌላ | |||||||||
| |||||||||
| |||||||||
ጭርሖ፦ Muy Noble y Leal Ciudad | |||||||||
መዝሙር፦ Marcha a Caracas | |||||||||
ከባቢ ካራካስ ኣብ ቬኔዝዌላ | |||||||||
ከተማዊ ከባቢ ካራካስ | |||||||||
መስተማእዛኒታት | 10°30′00″ሰ 66°56′00″ምዕ | ||||||||
ኣካል | ርእሰ ከተማ ቬኔዝዌላ | ||||||||
• ሃገር | ቬኔዝዌላ | ||||||||
• ፈደራላዊ ኣካላት |
ርእሰ ከተማዊ ወረዳ ሚራንዳ | ||||||||
• ምምሕዳር ከተማታት | ሊበርታዶር፣ ባሩታ፣ ቻካው፣ ኤል ሃትዮ፣ ሱክረ | ||||||||
ሓለቓ መንግስቲ | ናሁም ፈርናንደዝ | ||||||||
ታሪኻዊ ፍጻሜታት | |||||||||
• መሰረት | 25 ሓምለ 1567 (456 ዓመታት) | ||||||||
ስፍሓት | |||||||||
• ጠቕላላ | 784 ትርብዒት ኪ.ሜ. | ||||||||
ብዝሒ ህዝቢ (2017) | |||||||||
• ጠቕላላ | 2,245,744 ተቐመጥቲ | ||||||||
• ጻዕቂ | 15,774 ተቐመጥቲ/ትርብዒት ኪ.ሜ. | ||||||||
• ርእሰ ከተማዊ | 2,923,959 ተቐመጥቲ | ||||||||
ስም ተቐመጥቲ | ካራቀንያዊ/ -ት (ስጳንኛ፦ ካራቀኞ (ተባዕታይ)፣ ካራቀኛ (ኣንስታይ)) | ||||||||
ዞባ ግዜ | UTC-4 | ||||||||
ጶስጣዊ ኮድ | 1010-A | ||||||||
ኮድ ከባቢ | 212 | ||||||||
ኣይሶ 3166-2 | VE-A፣ VE-M | ||||||||
ማንታ ምስ | |||||||||
ወግዓዊት መርበብ ሓበሬታ | |||||||||
ዕጸው